ብዙሓት ዓይነታት ዓመጽ ኣለዉ።
ዓመጽ ኣብ ስዊዘርላንድ ዘቕጽዕ እዩ።
ዝኾነ ዓይነት ጎነጽ ቅቡል ኣይኮነን።

ዓመጽ የጋጥመካ/ኪ ኣሎ ድዩ? ወይ ዓመጽ ትዕዘብ ዲኻ?

እዚ ዝስዕብ ክትገብር ትኽእል፡

ናይ AOZ ሰራሕተኛ ርኸብ/ቢ።

ወይ ድማ ኣብዚ ናይ ምኽሪ ማእከል ክትረኽቢ ትኽእሊ ኢኺ።

ማእከል ምኽሪ እንታይ እዩ?

  • ማእከል ምኽሪ ዝበሃል ናይ ዝኾነ ጸግዒ ዘይብሉ፡ ኣብ ዝደለኹዎ ግዜ ክትውከሉሉ ትኽእሉ እዩ።
  • እተፈላለዩ ናይ ምኽሪ ማእከላት እዮም ዘለዉ። ገለ ናይ ምኽሪ ማእከላት ኣብ ዝተወሰነ ናይ ኣርእስታት (ናይ ሓዳር ጎነጽ፡ ግዱድ መርዓ ወዘተ) ዝሰልጠነ እዩ። ካልኦት ናይ ምኽሪ ማእከላት ኣብ ፍሉያት ጉጅለ ናይ ሰባት (ደቂ ኣንስትዮ፡ LGBTI* ወዘተ) ዘተኮረ እዩ። ኣብ ታሕቲ ዝርዝር ናይ ምኽሪ ማእከላት ኣሎ።
  • እቲ እትሓልፎ ዘለኻ ከተካፍል ትኽእል ኢኻ ከምኡ’ውን እንታይ ክሕግዘካ ይኽእል ውን ክትዘራረብ ትኽእል ኢኻ። ኣብ ተወሰኽቲ ስጉምታት ክትሕገዝ ኢኻ።
  • ኣድላዪ እንተድኣ ኮይኑ፡ ማእከላት ምኽሪ ኣስተርጎምቲ የዳልዋ እየን።
  • እቲ ምኽሪ ነጻን ምስጢራውን እዩ። ዝኾነ ዝፈልጥ ሰብ የለን።

ምኽሪ ግዳያት ዙሪክ (Opferberatung Zürich)

ምኽሪ ብዓመጽ ዝተጸልዉ ዝኾኑ፡ ደቂ-ተባዕትዮ፡ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ጾትኦም ዝተመሓላለፈ፡ ቆልዑን ህጻናትን

መራኸቢ መስመር

BIF

ማእከል ምኽሪ ንደቂ-ኣንስትዮ ኣንጻር ዓመጽ ኣብ ሓዳርን ሓቢርካ ምንባርን

info@bif.ch

Stadt Zürich

መራኸቢ መስመር

ምኽሪ ንደቂ-ኣንስትዮ፡ ጾታዊ ዓመጽ (Frauenberatung sexuelle Gewalt)

መራኸቢ መስመር

ናይ ደቂ-ኣንስትዮ ናይ ህጹጽ እዋን ቴሌፎን (Beratungsstelle Frauen-Nottelefon)

ምኽሪ ንንኣሽቱ ደቂ-ኣንስትዮ (ካብ 14 ዓመታት) ደቂ ኣንስትዮን

መራኸቢ መስመር

ማእከል ምኽሪ ንዘቤታዊ ዓመጽ ኣብ Zürcher Oberland (Frauenhaus und Beratungsstelle Zürcher Oberland)

ምኽሪ ንደቂ-ኣንስትዮ

info@frauenhaus-zo.ch

Zürcher Oberland

መራኸቢ መስመር

መሕብኢ ገዛ (Kokon)

ምኽሪ ብዓመጽ ዝተጸልዉ ህጻናት፡ መንእሰያትን ንኣሽቱ ህጻናትን

0445454540

(24 ሰዓት)

info@kokon-zh.ch

Stadt Zürich

መራኸቢ መስመር

FIZ ወኪል ክኢላ ኣብ ምግዕዓዝ ደቂ-ኣንስትዮን ምስዳድ ደቂ-ኣንስትዮን (FIZ Fachstelle Frauenhandel und Frauenmigration)

ምኽሪ ንግዳያት ምግዕዓዝ ሰባት (ደቂ-ኣንስትዮ፡ ጾትኦም ዝተሰጋገረ፡ ደቂ-ተባዕትዮ)

መራኸቢ መስመር

ክፍሊ ግዱድ መርዓ (Fachstelle Zwangsheirat)

ምኽሪ ንግዳያት ግዱዳት መርዓ

መራኸቢ መስመር

FGMhelp

ምኽሪ ንግዳያት ዝተኸንሸባ ደቂ ኣንስትዮ

መራኸቢ መስመር

Queeramnesty ስዊዘርላንድ (Queeramnesty Schweiz)

ምኽር ንLGBTI*- ሰባት ኣብ ዓመጽ ፍርሒ ናይ ግብረ-ሶዶማውያን ወይ ጾትኦም ዝተሰጋገረ

መራኸቢ መስመር

ZüRAS

ምኽሪ ንብዓሌታውነትን ብኣፋላላይን ዝተጸልዉ

info@zueras.ch

Stadt Zürich

መራኸቢ መስመር

ቀረባት ተወሰኽቲ ሓበሬታታት

ብዛዕባ ዓመጽ ዝያዳ ሓበሬታ ትደሊ ዲኻ? ዝጥዕመካ ማእከል ምኽሪ ኣብ ምርካብ ሓገዝ የድልየካ ድዩ? ኣብዚ ሓበሬታን ሓገዝን ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፡ ዝከኣል እንተድኣ ኮይኑ ብዝተወለድካሉ ቋንቋ፡ 

AOZ መስመር ሓበሬታ ንስደተኛታት (AOZ-Infoline für Geflüchtete)

ኣብዞም ዝስዕቡ ቋንቋታት ዓረብ፡ ዳሪ/ፋርሲ፡ ጀርመርን፡ ኢንግሊሽ፡ ፈረንሳ፡ ኩርዲሽ (ሶራኒ ከምኡ’ውን ኩርማንቺ)፡ ሩስያ፡ ሶማሊ፡ ስፓኒሽ፡ ታሚል፡ ትግርኛ፡ ቱርኪ ከምኡ’ውን ዩክሬይን።

ብSMS፡WhatsApp ደውል

መራኸቢ መስመር

ቴሌፎን ኣንጻር ጎነጽ (Telefon gegen Gewalt)

ቅልጡፍ መስመር ቀዳመ-ሰንበት ንደቂ-ኣንስትዮ ብጎነጽ ዝተጸልዋ

መራኸቢ መስመር

ተባዕ (Brava)

ምኽሪ ቴሌፎን ንደቂ-ኣንስትዮ ብዓመጽ ዝተጸልዋ

መራኸቢ መስመር

ቤት ጽሕፈት ጥርዓን AOZ

ጥርዓናት ኣንጻር ሰራሕተኛታት AOZ
ካብ ሰራሕተኛታት AOZ ጎነጽ ኣጋጥጢምካ/ኪ ይፈልጥ’ዶ?
ተዓሚጾም ድዮም ወይ ምፍርራሕ ወሪድዎም? ብሰራሕተኛታት AOZ ጾታዊ ግድዒ ዝወረድካ/ኪ ኮይኑ’ዶ ይስምዓካ/ኪ?
ጥርዓናትኩም ኣብዚ ከትህቡ ትኽእሉ ኢኹም?

ቤት ጽሕፈት ማእከላይ ውሽጣዎዊ ጥርዓን (Zentrale interne Beschwerde-Stelle)

መራኸቢ መስመር

ቤት ጽሕፈት Ombuds ንከተማ Zürich (Ombuds-Stelle Stadt Zürich)

መራኸቢ መስመር