ብዙሓት ዓይነታት ዓመጽ ኣለዉ።
ዓመጽ ኣብ ስዊዘርላንድ ዘቕጽዕ እዩ።
ዝኾነ ዓይነት ጎነጽ ቅቡል ኣይኮነን።

ዓመጽ የጋጥመካ/ኪ ኣሎ ድዩ? ወይ ዓመጽ ትዕዘብ ዲኻ?

እዚ ዝስዕብ ክትገብር ትኽእል፡

ናይ AOZ ሰራሕተኛ ርኸብ/ቢ።

ወይ ድማ ኣብዚ ናይ ምኽሪ ማእከል ክትረኽቢ ትኽእሊ ኢኺ።

ማእከል ምኽሪ እንታይ እዩ?

  • ማእከል ምኽሪ ዝበሃል ናይ ዝኾነ ጸግዒ ዘይብሉ፡ ኣብ ዝደለኹዎ ግዜ ክትውከሉሉ ትኽእሉ እዩ።
  • እተፈላለዩ ናይ ምኽሪ ማእከላት እዮም ዘለዉ። ገለ ናይ ምኽሪ ማእከላት ኣብ ዝተወሰነ ናይ ኣርእስታት (ናይ ሓዳር ጎነጽ፡ ግዱድ መርዓ ወዘተ) ዝሰልጠነ እዩ። ካልኦት ናይ ምኽሪ ማእከላት ኣብ ፍሉያት ጉጅለ ናይ ሰባት (ደቂ ኣንስትዮ፡ LGBTI* ወዘተ) ዘተኮረ እዩ። ኣብ ታሕቲ ዝርዝር ናይ ምኽሪ ማእከላት ኣሎ።
  • እቲ እትሓልፎ ዘለኻ ከተካፍል ትኽእል ኢኻ ከምኡ’ውን እንታይ ክሕግዘካ ይኽእል ውን ክትዘራረብ ትኽእል ኢኻ። ኣብ ተወሰኽቲ ስጉምታት ክትሕገዝ ኢኻ።
  • ኣድላዪ እንተድኣ ኮይኑ፡ ማእከላት ምኽሪ ኣስተርጎምቲ የዳልዋ እየን።
  • እቲ ምኽሪ ነጻን ምስጢራውን እዩ። ዝኾነ ዝፈልጥ ሰብ የለን።

ምኽሪ ንግዳያት Schwyz ከምኡ’ውን Uri (Opferberatung Schwyz Uri)

ምኽሪ ብዓመጽ ዝተጸልዉ ዝኾኑ፡ ደቂ-ተባዕትዮ፡ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ጾትኦም ዝተመሓላለፈ፡ ቆልዑን ህጻናትን

መራኸቢ መስመር

ሓገዛት ግዳያት SG – AR – AI (Opferhilfe SG – AR – AI)

ምኽሪ ብዓመጽ ዝተጸልዉ ዝኾኑ፡ ደቂ-ተባዕትዮ፡ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ጾትኦም ዝተመሓላለፈ፡ ቆልዑን ህጻናትን

መራኸቢ መስመር

BENEFO – Thurgau ክፍሊ ደገፋት ግዳያት (BENEFO – Fachstelle Opferhilfe Thurgau)

ምኽሪ ብዓመጽ ዝተጸልዉ ዝኾኑ፡ ደቂ-ተባዕትዮ፡ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ጾትኦም ዝተመሓላለፈ፡ ቆልዑን ህጻናትን

0527234826 ,0527234823

(24 ሰዓት)

opferhilfe@benefo.ch

Frauenfeld

መራኸቢ መስመር

ምኽሪ ግዳያት Obwalden (Opferberatung Obwalden)

ምኽሪ ብዓመጽ ዝተጸልዉ ዝኾኑ፡ ደቂ-ተባዕትዮ፡ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ጾትኦም ዝተመሓላለፈ፡ ቆልዑን ህጻናትን

መራኸቢ መስመር

ምኽሪ ደቂ-ኣንስትዮ Thurgau (Frauenberatung Thurgau)

ምኽሪ ብዓመጽ ዝተጸልዋ ደቂ-ኣንስትዮን ንኣሽቱ መንእሰያትን

መራኸቢ መስመር

ማእከል ምክልኻል ህጻናት ምብራቕ ስዊዘርላንድ፡ ናይ ህጻናት ሕክምና (Kinderschutzzentrum Ostschweizer Kinderspital)

ምኽሪ ብዓመጽ ዝተጸልዉ ህጻናት፡ መንእሰያትን ንኣሽቱ ህጻናትን

መራኸቢ መስመር

FIZ ወኪል ክኢላ ኣብ ምግዕዓዝ ደቂ-ኣንስትዮን ምስዳድ ደቂ-ኣንስትዮን (FIZ Fachstelle Frauenhandel und Frauenmigration)

ምኽሪ ንግዳያት ምግዕዓዝ ሰባት (ደቂ-ኣንስትዮ፡ ጾትኦም ዝተሰጋገረ፡ ደቂ-ተባዕትዮ)

መራኸቢ መስመር

ክፍሊ ግዱድ መርዓ (Fachstelle Zwangsheirat)

ምኽሪ ንግዳያት ግዱዳት መርዓ

መራኸቢ መስመር

መርበብ ኣንጻር ምኽንሻብ ደቂ-ኣስንትዮ (Netzwerk gegen Mädchenbeschneidung)

ምኽሪ ንግዳያት ዝተኸንሸባ ደቂ ኣንስትዮ

መራኸቢ መስመር

Elbe - Fachstelle für Lebensfragen

Beratung zu psychosozialen Fragen zu weiblicher Genitalbeschneidung (FGM/C)

Webseite

Anlaufstelle gegen Mädchenbeschneidung Ostschweiz und Liechtenstein

Webseite

Queeramnesty ስዊዘርላንድ (Queeramnesty Schweiz)

ምኽር ንLGBTI*- ሰባት ኣብ ዓመጽ ፍርሒ ናይ ግብረ-ሶዶማውያን ወይ ጾትኦም ዝተሰጋገረ

መራኸቢ መስመር

ምጹ (Kom-in)

ምኽሪ ንብዓሌታውነትን ብምፍልላይን ዝተጸልዉ

መራኸቢ መስመር

HEKS ማእከል ምኽሪ ኣንጻር ዓሌታውነትን ኣፈላላይን (HEKS Beratungsstelle gegen Rassismus und Diskriminierung)

ምኽሪ ንብዓሌታውነትን ብምፍልላይን ዝተጸልዉ

መራኸቢ መስመር

FABIA –ማእከል መወዳደሪ ንስደት (FABIA – Kompetenzzentrum Migration)

ምኽሪ ንብዓሌታውነትን ብምፍልላይን ዝተጸልዉ

መራኸቢ መስመር

ቀረባት ተወሰኽቲ ሓበሬታታት

ብዛዕባ ዓመጽ ዝያዳ ሓበሬታ ትደሊ ዲኻ? ዝጥዕመካ ማእከል ምኽሪ ኣብ ምርካብ ሓገዝ የድልየካ ድዩ? ኣብዚ ሓበሬታን ሓገዝን ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፡ ዝከኣል እንተድኣ ኮይኑ ብዝተወለድካሉ ቋንቋ፡

ቴሌፎን ኣንጻር ጎነጽ (Telefon gegen Gewalt)

ቅልጡፍ መስመር ቀዳመ-ሰንበት ንደቂ-ኣንስትዮ ብጎነጽ ዝተጸልዋ

0765162676

(ዓርቢ 18.00 ድ.ቀ ክሳዕ ሶኑይ 8.00 ቅ.ቀ)

info@telefon-gegen-gewalt.ch

መራኸቢ መስመር

ተባዕ (Brava)

ምኽሪ ቴሌፎን ንደቂ-ኣንስትዮ ብዓመጽ ዝተጸልዋ

መራኸቢ መስመር

ቤት ጽሕፈት ጥርዓን AOZ

ጥርዓናት ኣንጻር ሰራሕተኛታት AOZ
ካብ ሰራሕተኛታት AOZ ጎነጽ ኣጋጥጢምካ/ኪ ይፈልጥ’ዶ?
ተዓሚጾም ድዮም ወይ ምፍርራሕ ወሪድዎም? ብሰራሕተኛታት AOZ ጾታዊ ግድዒ ዝወረድካ/ኪ ኮይኑ’ዶ ይስምዓካ/ኪ?
ጥርዓናትኩም ኣብዚ ከትህቡ ትኽእሉ ኢኹም?

ቤት ጽሕፈት ማእከላይ ውሽጣዎዊ ጥርዓን (Zentrale interne Beschwerde-Stelle)

መራኸቢ መስመር

ቤት ጽሕፈት Ombuds ንከተማ Zürich (Ombuds-Stelle Stadt Zürich)

መራኸቢ መስመር